Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ሃረር ዝካየድ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረር ዝካየድ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝርከብ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ኣመራርሓታት ኣካላት ፀፅታን መንግስቲን ኣብቲ ክልል ዝካየድ መረፃ ሰላማዊን ፍትሓዊን ኮይኑ ክዛዘም ኣብ ዝኽእለሎም ዛዕባታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡

ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣይተ ናስር ዩያ ከምዝገለፁዎ፥ መረፃ ሰላማዊ፣ ፍትሓዊን ተኣማኒን ኮይኑ ንኽዛዘም ርብርብ እናተገበ ይርከብ፡፡

ብፍላይ ወረዳታት ምስ ሕብረተሰብ ብምውዳድ ሰላም ኣብ ምሕላው ብዕቱብ ምስራሕ ኣድላዪ ከምዝኾነ ምግላፆም ካብ ኮሙዩኒኬሽን ጉዳያት መንግስቲ እቲ ክል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.