Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ተልታሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 20 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ተልታሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 20 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።

ብሰንኪ እቲ ሓደጋ ኣብ ልዕሊ 18 ከቢድ፣ 14 ሰባት ድማ ቀሊል ጉድኣት ከምዝበፅሐ ኣብ ማሕበራዊ  ሚዲያ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን ዞባ ቦረና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቲ ሓደጋ ዘጋጠመ፥ ኤፍ ኤስ ኣር ዝዓይነታ ናይ ህዝቢ ኣቡቶቡስ ካብ ከተማ ሚላሚ ናብ ዋዩ እንትትጓዓዝ መገዲ ስሒታ ብምግልባጣ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

በቲ ሓደጋ ጉድኣት ዘጋጠሞም ሰባት፥ ኣብ ሆስፒታል ተልታሌን ወላይታን ሓገዝ ሕክምና ይረኽቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.