Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዓፋር ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ድጋፍ ይገብር ምህላዉ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓፋር ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ይገብር ምህላዉ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ክልል ለዕሊ 112 ሺሕ ተፈናቐልቲ ከምዘለዉ ዝገለፀ እቲ ትካል፥ ን30 ሺሕ ዜጋታት ድጋፍ ምግቢ ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ።

ኣብ ሓሙሽተ ቀጣናታት ምስ ክልል ዓፋርን መንግስቲ ፌዴራልን ብምትሕብባር ህፁፅ ድጋፍ ንዘድሊዮም ዜጋታት ስንዳይን ዘይቲ ብልዕን ከምዘቕረበ ሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.