Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፓሪስ ማራቶን ቀነኒሳ በቀለ ሓዊሱ ተሳታፍቲ ኣትሌታት ተሓሪዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ማራቶን ዝሳተፉ ቀነኒሳ በቀለ ሓዊሱ ብኽልቲኡ ፆታ ዝሳተፉን ተተካእቲን ኣትሌታት ብምሕራይ ዕላዊ ገይሩ።

ብመሰረት እዚ ብደቂ ተባዕቲዮ፥ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ፣ ሲሳይ ለማን ዴሬሳ ገለታን ተሓሪዮም ኣለዉ።

ኣትሌት ታምራት ቶላን ኡሰዲን መሓመድን ድማ ብተተካእቲ ምክታቶም ተገሊፁ።

ብደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ትዕግስት ኣሰፋ፣ ኣማኔ በሪሶን መገርቱ ኣለሙን ከምዝተሓረያ ኣብቲ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብተተካእቲ ድማ ኣትሌት ጎይተይቶም ገብረስላሴን ቡዜ ድሪባን ተኻቲተን ኣለዋ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.