Fana: At a Speed of Life!

ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ዘቲዮም።

እቲ ዘተ ኣብ ኣህጉራዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ግጭትን ኲናትን ደው ንክብል ዝተገበረ ስምምዕነት ክልቲኦም ኣካላት ኣፈፃፅሙ ብዝምልከት ተዛቲዮም።

ብተወሳኺ ኣብ ካልኦት ዞባዊ ዛዕባታት ብዝምልከት ምልዛቦም እቶም ኣቦ መንበር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።

#Ethiopia #MoussaFakiMahamat #Blinken #AfricanUnion #america

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.