Fana: At a Speed of Life!

እስራኤል ኣብ ጋዛ ንድሕንነት ንፁሃን ከለላ ኣይሃበትን ክትብል ኣሜሪካ ኮኒና

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ጋዛ ንድሕንነት ንፁሃን ከለላ ኣይሃበትን ክትብል ኣሜሪካ ኮኒና።

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ብሪታኒያ ዴቪድ ካሜሩን ኣብ ዋሸንግተን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኢዮም ነዚ ገሊፆም።

ከም ፀብፃብ ሬውተርስ፥ እስራዔል ኣብ ልዕሊ ጋዛ ስጉምቲ ካብ ዝወሰደትሉ ዕለት ጀሚሩ ንድሕንነት ንፁሃን ከለላ ክህብ ኢየ እኳ እንተበለት ብተግባር ግን ከምኡ ከምዘይኮነ ኢዮም ገሊፆም።

እስራኤል ብግደኣ ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ሃማስ መጥቃዕቲ ብምውሳድ ነቲ ሓይሊ ሙሉእ ንሙሉእ ንምጥፋእ ትሰርሕ ከምዘላ ኢያ ትገልፅ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.