Fana: At a Speed of Life!

ካቢኔ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ውሳነታት ኣሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ውሳነታት ኣሕሊፉ።

ቤት ፅሕፈት ኣብርሆት ዓለም ለኸ ደረጅኡ ዝሓለወ ክኸውን፣ በቢእዋኑ እናወሰኸ ዝመፅእ ዘሎ ድልየት ጠቀምቱ መበገሲ ብምግባር 24 ሰዓታት ኣገልግሎት ንክህብ ወሲኑ።

ብተወሳኺ ቤት ፅሕፈት ኣብርሆት ቁፅሪ 2  ኣብ ከባቢ መገናኛ ንክህነፅ ተወሲኑ ኣሎ።

ብኻሊእ መደይ፥ ንህዝቢ ግቡእ ኣገልግሎት ንምሃብ ዓሊሙ፥ መፅናዕቲ ኣብ ዝተገበረሎም ትካላት ሪፎርም ንምግባር ዘፀግሙን ዝረኣዩን ናይ ስራሕ ፍሰት ፀገማት፣ ድግግም ስራሕን ተግባራት ፍሰን ምቁርራፅን፣ ክፍተታት ስታንዳርድ፣ ስነ ምግባር፣ ስብእና ፀገማት ወዘተ ምምሕያሽን ምዝማንን ንክከኣል ዝገበር ረቂቕ ደንቢ መርሚሩ ኣፅዲቑ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.