Fana: At a Speed of Life!

ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ማሽነሪ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ዘመናዊ ዱኽዒ ናይ ምህናፅ ባህጊ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ማሽነሪ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ዘመናዊ ዱኽዒ ናይ ምህናፅ ባህጊ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ዘቲዮም።

እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ዘመናዊ ዱኽዒ ፖታሽ ንምህናፅ ድልየት ከምዘለዎ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ተገሊፁ።

ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ዓውዲ ልዑል ልምዲ ዘለዎን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘሎ ሕፅረት ዘመናዊ ዱኽዒ ዝቐርፍ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.