Fana: At a Speed of Life!

ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሌ/ጄ ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ኣብ ጅቡቲ ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዝተኦም ድማ፥ ኣብ ሱዳን ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ኢጋድ ኣብ ዝፃወቶ ወሳኒ ግደ ትኹረት ገይሮም፡፡

ኣብታ ሃገር ዘላቒ ሰላም ንምምፃእ ብሓባር ንምስራሕ ጉባኤ ኢጋድ ንኽፅዋዕ ከምዝተስማዕምዑ እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅሒፎም፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.