Fana: At a Speed of Life!

ውሕመ ቅድሚ 30 ዓመት ኣብ ሶማሊያ ኣንቢሩዎ ዝነበረ ማዕቐብ ኣፅዋር ኲናት ኣልዒሉዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ቅድሚ 30 ዓመት ኣብ ሶማሊያ ኣንቢሩዎ ዝነበረ ማዕቐብ ኣፅዋር ኲናት ኣልዒሉዎ።

እቲ ማዕቐብ ትማሊ ኣብ ዘሳለጦ ውሳነ ኢዩ ምልዓሉ ኣር ቲ ፀብፂቡ።

ኣብ ዘበነ ስልጣን ዝያድ ባሬ  1992 ዓ.ም.ፈ ኣብ ሶማሊያ ብዘጋጠመ ዘይምርግጋዕ ዘይሕጋዊ መሳርሒ ኲናት ዝውውር ምብዝሑ ስዒቡ ኢዩ ማዕቐብ ተነቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.