Fana: At a Speed of Life!

ዓውደ ምርኢት “ስትራይድ ኢትዮጵያ 2024” ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ፈጠራን ትኹረት ዝገበረ ዓውደ ምርኢት “ስትራይድ ኢትዮጵያ 2024” ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ተኸፊቱ።

ኣብ መኽፈቲ እቲ ዓውደ ምርኢት÷ ሚኒስተር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ባይሳ በዳዳ (ዶ/ር) ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ሚኒስቴር ተረኺቦም።

ዝተፈላለዩ ውፅኢታት ፈጠራን ስራሕቲ ቴክኖሎጂን ኣብቲ ዓውደ ምርኢት ቀሪቦም።

ብወንድሙ ኣዱኛ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.