Fana: At a Speed of Life!

ዩንቨርስቲ ኣርሲ 1 ሺሕን 959 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣርሲ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ሰልጠኖም 1 ሺሕን 959 ተምሃሮ ኣመሪቑ።

እቶም ተምህሮ ብጥዕና፣ ቢዝነስን ኢኮኖሚክስን፣ ትምህርትን ስነባህሪን፣ ሕጊ፣ ማህበራዊ ሳይንስን ሂዩማኒቲስን ኣብ ግብርናን ከባቢ ሳይንስን ኮሌጃት ዝሰልጠኑ ኢዮም።

ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እተን 732 ደቂ ኣኒስቲዮ ኢየን።

ኣካቢ ቦርድ እቲ ዮንቨርስቲን ሚኒስትር ግብርናን ኣይተ  ኡመር ሁሴን፥ እቶም ተመረቕቲ ሓላፍነት ምቕባል ዝጅምርሉ ምዕራፍ ከምዝኾነ ገሊፆም።

ንዕውትነቶም መንገስቲ ኣብ ጎኒ እቶም ተመረቕቲ ከምዝኾነ እውን ተዛሪቦም።

ኣፈወርቅ እያዩ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.