Fana: At a Speed of Life!

ደቡብ ኮሪያ ፈላመይቲ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ፈላመይቲ ወተሃደራዊ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ኣወንጪፋ።

ምውንጫፍ እታ ሳተላይት፥  ሰሜን ኮሪያ ኣብ ቀረባ እዋን ወተሃደራዊ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ምውንጫፋ ስዒቡ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ዝተሰርሐት ሳተላይት ዕዉት ብዝኾነ መገዲ ምውንጫፋን ልኡኻ ትፍፅም ከምዘላ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ደቡብ ኮሪያ ኣፍሊጡ ክብል ኣር ቲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.