Fana: At a Speed of Life!

ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ተወካሊት ፈንድ ስነ ህዝቢ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ተወካሊት ፈንድ ስነ ህዝቢ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ሱዛን ማንዶንግ  ዘቲየን።

እቲ ዘተ፥ ኣብ ክሊ ጉዳያት ስነ ህዝብን ልምዓትን ዝነበረ ምትሕበባር ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉን ንቐፃሊ ብሓባር ክስርሑ ኣብ ዝግበኦምን ዝጠመተ ኢዩ።

ብተወሳኺ ትልሚ 10 ዓመት ኢትዮጵያ ጠመተ ዝኾነ ልምዓት ስነ ህዝቢን ልምዓትን መርሃ ግብሪ ንምጅማር ዝሕግዝ ስምምዕነት ምግባረን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.