Fana: At a Speed of Life!

ጃይካ ፍርያት ቆርበት ኢትዮጵያ ኣብ ዕዳጋ ኣሜሪካን ኣውሮፓን ዘለዎም ተቐባልነት ንምውሳኽ ሓገዝ ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ጃፓን (ጃይካ) ፍርያት ቆርበት ኢትዮጵያ ኣብ ዕዳጋ ኣሜሪካን ኣውሮፓን ዘለዎም ተቐባልነት ንምውሳኽ ሓገዝ ይገብር ኣሎ።

እዙይ ንምሕጋዝ እውን ንሓደ ፋብሪካ ጫማን ሓሙሽተ ኣፍረይቲ ቦርሳ ቆርበትን ቴክኒካዊ ሓገዝ ስልጠና እናሃበ ይርከብ፡፡

እቲ ስልጠና፥ ፅሬትን ንድፊን ፍርያት እተን ፋብሪካታት ንምንምዕባይን ንምዝማንን ዝዓለመ ከምዝኾነ ካብ ጃይካ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዚ ድማ እተን ፋብካታት ፍርያታተን ኣብ ኣሜሪካን ኣውሮፓን ዘለወን ተደላይነት ንምውሳኽ ዘኽእል ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.