Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዓወት ዲፕሎማሲ ዝተረኸበሉ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዓወት ዲፕሎማሲ ዝተረኸበሉ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ።

ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለምዶ(/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ሓዊሱ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙን ብሄራዊ ረብሓ ዘኽብሩብዙሓት ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከምዝተሰርሑ ሓቢሮም።

ናብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ዝመፅኡ መራሕቲ ብብርኪ ሚኒስትራት ኣቀባብላ ዝተገበረሉን ኢትዮጵያ መነሃሪያ ዲፕሎማቲክ ሕብረት ኣፍሪካን ዓለምን ምዃና ዘረጋገፀ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ብመሰረት እዚ ዓወት ዲፕሎማሲ ዝተረኸበሉ ከምዝኾነ ሓቢሮም።

ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነበሩ ስምምዕነታት ዝተፈተሽሉን ሓደሽቲ ስምምዕነታት ምትሕብባር ዝተፈፀመሉን ከምዝኾነ እውን ገሊፆም።

ብፍሬህይወት ሰፊው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.