Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅግና በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ዓለም ብቕርስነት ብምምዝጋቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ዓለም ብቕርስነት ብምምዝጋቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።

ምክትል ፕሬዚዳነት እቲ ፓርቲ ኣደም ፋራህ፥ በልፅግና ልዑል ጠመተ ብምሃብ ክፍፅሞም ኢየ ኢሉ ካብ ዝሓዞም ሓሙሽተ ዓውዲታት ልምዓት ዓውዲ ቱሪዝም ሓደ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም።

“ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን መስሕባት በዝበለፀ ንክምዕብሉን ንጉዕዞ ምዕባለ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ዓቕሚ ንክፈጥሩን ፓርትና ፍሉይ ጠመተ ሂቡ ኣብ ምንቅስቓስ ይርከብ” ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.