Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ጅግጅጋ ኣትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ንምስታፍ ናብ ጅግጅጋ ኣትየን።

እተን ፕሬዚዳነት ጅግጅጋ እንትበፅሓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ  ሙስጠፌ ሙሐመድ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገርን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቀባብላ ገይረሙለን።

እቲ በዓል ንምኽባር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና ኣደም ፋራህ፣ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ካልኦት ኣጋይሽን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተረኺቦም።

‘’ብዙህነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት’’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.