Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ፑቲን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣቡ ዳቢ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኢምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ሞሃመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብታ ሃገር ንዝኣተዉ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቪላድሚር ፑቲን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ፃንሒቶም፥ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብን ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ብዛዕባ ዘሎ ኩነታትን ከምዝዛተዩ ተገሊፁ።

ፕሬዚዳንት ሞሃመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ንፕሬዚዳንት ፑቲን “ዝኸበርካ መሓዛይ” ብዝብል ብምፅዋዕ ምስኦም ዳግም ምርኻቦም ታሕጓስ ከምዝተሰመዖም ምግላፆም ኣርቲ ፀብፂቡ።

ፑቲን ኣብ መንጎ ሩሲያን ኣቡዳቢን ዘሎ ርክብ ኣብ ቀረባ እዋን ይብርኽ ከምዘሎ ምግላፆም ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.