Fana: At a Speed of Life!

ሃብታሙ ኢተፋ (ኢ/ር፣ ዶ/ር) ብ523 ሚሊየን ብር ኣብ ዝህነፁ ዘለዉ ፕሮጀክታት ማይ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ኢ/ር፣ ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጌዴኦ ብ523 ሚሊየን ብር ኣብ ዝህነፁ ዘለዉ ፕሮጀክታት ማይ ዑደት ገይሮም።

ኣብቲ ክልል ከተማ ዲላ ብ400 ሚሊየን ብር ከምኡ ውን ወረዳ ገደብ ብ123 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ ከልተ ፕሮጀክቲታት ኢዮም ዑደት ተገይሩሎም።

እቶም ፕሮጀክቲታት ህንፀቶም 90 ሚኢታዊ ዝበፅሐ እንትኸውን፥ ኣብ ዝተትሓዘሎም እዋን ዘይምዝዛሞም ኣብቲ ዑደት ተገሊፁ።

ሃብታሙ ኢተፋ (ኢ/ር፣ ዶ/ር) ፥ እቶም ፕሮጀክቲታት ዘለዎም ፀገም ኣብ ዝሓፀረ ጊዘ ተፈቲሑ ንኣገልግሎት ከፍቲ ንክኾኑ ክስራሕ ኢዩ ኢሎም።

ብወንድሙ ኣዱኛ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.