Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ንቡሩንዲ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 18 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንተጋጣሚታ ቡሩንዲ 2 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡

እሙሽ ዳንኤል ቅድሚ ዕረፍቲን ድሕሪ ዕረፍቲን ብዘመዝገበን ክልተ ሸቶታት ኢያ ኢትዮጵያ ክትዕወት ክኢላ፡፡

ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 18 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ እናተኻየደ ይርከብ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.