Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ።

እታ ሃገራዊት ጋንታ ኒጀርን ማዳጋስካርን ባዶ ንባዶ ማዕረ ምውፀአን ስዒቡ ኢዩ 9 ነጥቢ ብመሓዝ ናብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሓሊፋ ዘላ፡፡

ኢትዮጵያን ኮትዲቧርንቧናገበረኦ ኣብ ዝነበራ ፀወታ ብመሪሕነት ኮትዲቧር 3 ን 1 ውፅኢት ካብ 80 ደቒቕ ንደሓር ተቛሪፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.