Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊ ዘተ ኣብ መንጎ ህዝብታት ምትእምማን ንክህሊ የኽእል-ኣምባሳደር መሓሙድ ዲሪር

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሃገራዊ ዘተ ኣብ መንጎ ህዝብታት ምትእምማን ንክህሊ ዘኽእል ኢዩ ክብሉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣምባሳደር መሓሙድ ዲሪር ገሊፆም።

እቲ ኮሚሽን ኣብ ሃገራዊ ከይዲ ዘተ ሓሳብ ንምትእኽኻብ ብዛዕባ ዝፍፀሙ ተግባራትን ምሕራይ ተሳተፍቲ እቲ ዘተን ምስ ነበርቲ ክልል ሃረሪ ይዛተ ኣሎ።

ኣምባሳደር መሓሙድ ዲሪር፥ ሃገራዊ ዘተ ኣብ መንጎ ህዝብታት ምትእምማን ንክህሊ የኽእል ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.