Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊ ዘተ ዕላዊ ንክኸውን ሰብ ሞያ ስነ ጥበብ ግደኦም ክዋፅአዙ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ዘተ ዕላዊ ንክኸውን ሰብ ሞያ ስነ ጥበብ ግደኦም ክዋፅአዙ ከምዝግባእ ፃውዒት ቀሪቡ።

ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ሞያተኛታት ስነ ጥበበን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ይዛተ ኣሎ።

እቲ ዘተ፥ ኣብ ሃገራዊ ዘተን ሃገራዊ ምርድዳአን ግደ ኣሰናዳእቲ ትካላትን ሞያተኛታትን  ስነ ጥበብ፣ ሓበሬታን መድረኽን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።

ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን ኣርዓያ(ፕ/ር )፥ እቲ ዘተ ሸትኡ ንክወቅዕ ርብርብ ዜጋታትን ትካላትን ወሳኒ ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.