Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ኣብ ወፍሪ ህልውና እንተላ ንህዝብና ኣብ ፀገም ምውዳቕ ተቐባልነት ኣይብሉን-ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትሪን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ኣብ ወፍሪ ህልውና እንተላ ንህዝብና ኣብ ፀገም ምውዳቕ ተቐባልነት ኣይብሉን ክብል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስቴር ናህሪ ዋጋን ኣሻጥር ኢኮኖመን ምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ብምድሃብ ምስ ኣምፃእቲ፣ ሸመትቲን ምሕበራት ካልኦት ኣካላትን ተዛቲዩ።
ምንስትር እቲ ሚኒስቴር ኣይተ መላኩ ኣለበል፥ ዝተወሰኑ ናይ ውሽጢን ደገን ሓይሊታት ንውልቀ ረብሐኦም ክብሉ ወሰኽ ዋጋ ብምግባር ሕፅረት ዕዳጋ ንክፍጠር ይገብሩ ኣለዉ ኢሎም።

ስለ ዝኾነ ሃገር ኣብ ወፍሪ ህልውና እንተላ ንህዝብና ኣብ ፀገም ምውዳቕ ተቐባልነት ኣይብሉን ክብሉ ጊፆም።

ነዚ ድማ ልእላውነት ሃገር ብምሕላው ንትውልዲ ንምትሕልላፍ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሓድነት ምጥንኻርን ንህልውና ወፍሪ ብሓባር ደው ምባልን ከምዘድሊ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

)ሃገር ኣብ ወፍሪ ህልውና እንተላ ንህዝብና ኣብ ፀገም ምውዳቕ ተቐባልነት ኣይብሉን ክብል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስቴር ናህሪ ዋጋን ኣሻጥር ኢኮኖመን ምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ብምድሃብ ምስ ኣምፃእቲ፣ ሸመትቲን ምሕበራት ካልኦት ኣካላትን ተዛቲዩ።
ምንስትር እቲ ሚኒስቴር ኣይተ መላኩ ኣለበል፥ ዝተወሰኑ ናይ ውሽጢን ደገን ሓይሊታት ንውልቀ ረብሐኦም ክብሉ ወሰኽ ዋጋ ብምግባር ሕፅረት ዕዳጋ ንክፍጠር ይገብሩ ኣለዉ ኢሎም።

ስለ ዝኾነ ሃገር ኣብ ወፍሪ ህልውና እንተላ ንህዝብና ኣብ ፀገም ምውዳቕ ተቐባልነት ኣይብሉን ክብሉ ጊፆም።

ነዚ ድማ ልእላውነት ሃገር ብምሕላው ንትውልዲ ንምትሕልላፍ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሓድነት ምጥንኻርን ንህልውና ወፍሪ ብሓባር ደው ምባልን ከምዘድሊ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.