Fana: At a Speed of Life!

ህንፀት ሓደሽቲ ኩባኒያታት ነዳዲን መዐደሊ ነዳዲን ደው ንክብል ዝተውሃበ ውሳነ ክትትል ከምዝግበረሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ሓደሽቲ ኩባኒያታት ነዳዲን መዐደሊ ነዳዲን ደው ንክብል ዝተውሃበ ውሳነ ክትትል ከምዝግበረሉ ተገሊፁ።

ብሄራዊ ስቲሪንግ ኮሚቴ ሪፎርም ነዳዲ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ዝነበረ ኣፈፃፅማ ሪፎርም ነዳዲ ብምግምጋም ዝተፈላለዩ ውሳነታት ሂቡብምግምጋም ዝተፈላለዩ ውሳነታት ሂቡ።

ኣብቶም ኣዋርሕ ዝተተለሙ ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ብምግላፅ፥ እቲ ኮሚቴ ኣብ ዲጂታል ዕድጊት ነዳዲ ዝሳለጥ ሓበሬታ ኣብ ማእኸል ንምውዳብ ዝፅናዕ ዘሎ ሲስተም ይኽንበት ከምዘሎ ተገምጊሙ።

ምውዛዕ ነዳዲ ካብ ትእዛዝ ዕድጊት ጀሚሩ ካብ ወደብ ድሕሪ ምፅዓኑ ክሳብ ዝራገፍ ዘሎን ድሕሪ ምርጋፉን ምውዛዕ ነዳዲ ብዲጂታል ምፍፃሙ ኦዲት ንምግባር ዘኽእል ሲስተም ተዛዚሙ ናብ ፈተነ ከምዝተኣተወ ተገሊፁ።

ህንፀት ሓደሽቲ ኩባኒያታት ነዳዲን መዐደሊ ነዳዲን ደው ንክብል ብመሰረት ዝተውሃበ ውሳነ ኣብ ኣፈፃፅምኡ ክትትል ከምዝግበረሉ ከምዝተወሰነ መግላፁ ኣብ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.