Fana: At a Speed of Life!

ህዝቢ ሱዳን ሐዚ ካብ ዘጋጠሞ ኩነታት ናይ ምውፃእ ክእለትን ጥበብን ዘለዎ ህዝቢ ኢዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ 9፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ) ህዝቢ ሱዳን ሐዚ ካብ ዘጋጠሞ ኩነታት ናይ ምውፃእ ክእለትን ጥበብን ዘለዎ ህዝቢ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብታ ሃገር ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቶም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ጎረበት ህዝቢ ሱዳን ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ናፅነቱ ዝፎቱ ኢዩ ኢሎም።
ለጋስን ተቐባሊ ጋሻን ህዝቢ ሱዳን ናይ ባዕሉ ፀገም ባዕሉ ናይ ምፍታሕ ልዑል ዓቕሚንጥበብን ዘለዎ ክቡር ህዝቢ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።
ስለ ዝኾነ ዕላማ ህውከት ዝተሓንገጠ ኢድ ኣታውነት ወፃኢ ኣየተኣናግድን ኢሎም።
ህዝቢ ሱዳን ሐዚ ካብ ዘጋጠሞ ኩነታት ናይ ምውፃእ ክእለትን ጥበብን ዘለዎ ህዝቢ ከምዝኾነ እውን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መልእኽቶም ሓቢሮም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.