Fana: At a Speed of Life!

ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ብዙሓት ጀጋኑ ዘፍረየ ዞባ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ብዙሓት ጀጋኑ ዘፍረየ ዞባ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን፥ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፣ ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ አብዲሳን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብቲ ስነ ስርዓት ተረኺቦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እቲ ከባቢ ንህንፀት ሃገር ብፅሒቱ እንትህብ እንተፀንሐ እውን ተደፊኡ ንድሕሪት ተሪፉ ኢዩ።

ሐዚ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ሃፍቲ ንምውፃእን ህዝቢ ተረባሒ ንምግብርን ዝስርሑ ስራሕቲ ወሰንቲ ከምዝኾኑ እውን ተዛሪቦም።

ወለጋ ትፅቢት ዝግበረሉ እናገበረ፣ ግብሪ እንኸፈለ፣ መብራህቲ ንህገር እናፈልፈለ ካብቲ ልምዓት ግን ተረባሒ እንተይኮነ ፀኒሑ ኢዩ ኢሎም።

ሐዚ ግን መንግስቲ ብፀፍሒቱ ምውፃእ ስለዝጀመረ ህዝቢእውነወ ምርብራብ ንክገብር ፃውዒት ኣቕሪቦም።

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ ብግደኦም፥ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ብኢኮኖሚ ብዝበለፀ  ንምትእስሳር ዓሊሞም ዝህነፁ መሰረተ ልምዓታት ወሰንቲ ኢዮም ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrignahttps://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!</span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;>

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.