Fana: At a Speed of Life!

ሆስፒታል ሚሊኒየም ህክምና ኮሌጅ ቅዱስ ጳውሎስ ተምሃሩኡ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆስፒታል ሚሊኒየም ህክምና ኮሌጅ ቅዱስ ጳውሎስ ብዝተፈላለዩ ዘፈራት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 475 ተምሃሩኡ ኣመሪቑ።

ካብ ሞንጎ እቶም ተመረቕቲ እተን 140 ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኢየን፡፡

እቲ ሆስፒታል ዝተመስረተሉ መበል 75 ዓመት ክብረ በዓል እውን ኣብቲ ዕለት ዝተሓሰበ እንትኸውን፥ ፕሮቮስት እቲ ኮሌጅ ዶክተር ወንድምገኝ ገዛኸኝ ምረቓ እዚ ዓመት ምስ ምስረታ በዓል ምግጥጣሙ ፍሉይ ከምዝገብሮ ገሊፆም።

እቶም ተመረቕቲ ካብ ኢድ ናይ ክብሪ ጋሻ እቲ ዕለት ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ዲግሪኦም ከምዝተቐበሉ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.