Fana: At a Speed of Life!

ሉዓላዊነት ሃገር ንምኽባር መናእሰይ ናብ ምክልኻል ሃገር ክሕወስ ከምዝግባእ ተገለፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም 2፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ዘንፀላለዋ ናይ ህልውና ሓደጋ ንምድሓንን ሉዓላዊነት ሃገር ንምኽባርን መናእሰይ ናብ ምክልኻል ሃገር ክሕወስ ከምዝግባእ ብርጋዴር ጄነራል ኣዳምነህ መንግሥቴ ገሊፆም።

ብርጋዴር ጄነራል አዳምነህ መንግሥቴ ÷ ናይ ሃገር መከላከያ ሠራዊት ምሕዋስ ዝተኸበረን ዝለዓለ ሞያን በዓል ሞያ ዝገብር ኢዩ ኢሎም።

መናእሰይ ኣብ ዝተፈለለዩ ዓውዲታት ሞያ ምዝዋፈሩ ኩሉ ብውትድርና ዓውዲ እውን ተሳትፎ ምግበር ይግበኦም ክብሉ ተዛኣሪቦም ክብል ኣሚኮ ዘጊቡ።

”መናእሰይ ናብ ሰረዊት እንትሕወሱ ዝደለይዎ ዕላማ ንምዕዋትን ዝተፈላለዩ ቴክነሎጂታት ንምልምማድን ይረብሕ ኢዩ” እውን ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.