Fana: At a Speed of Life!

ሌጲስ ኣብ ዘደንቕ መንደር ቱሪዝም ዓለም ሽልማት ኣፍሊጦ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንደር ሌጲስ ኣብ ዘደንቕ መንደር ቱሪዝም ዓለም ሽልማት ኣፍሊጦ ምርካቡ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ።

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ማእኸላይ ሓጓፍ ሽንጥሮ ዝርከብ መንደር ሌጲስ መንደር÷ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ቱሪዝም ዓለም ብዘደንቕ መንደርነት ቱሪዝም ዓለም ሽልማት ኣፍሊጦ ተዋሂቡዎ፡፡

ብዘደንቕ ምርኢት፣ መንጫዕጫዕታ፣ ኣዕዋፍን እንስሳ ዘገዳምን ኣብ ውሽጡ ዝኻዘ መንደር ሌጲስ÷ ካብ ኣርቃይ ብዝስርሑ ውፅኢታት ኢደ-ጥበብ ብስፍሓት ከምዝፍለጥ ሓበሬታ እቲ ሚኒስቴር የመላኽት፡፡

መንደር ኢኮ ቱሪዝም ሌጲስ ካብ ከተማ ኣርሲ ነገሌ ብኣንፈት ምብራቕ 18 ኪሎ ሜትሮ ርሒቑ ይርከብ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.