Fana: At a Speed of Life!

ልኡኽ ሚኒስትራት ማይ ኢጋድ ኣብ ፕሮጀክትን ፅሩይ ዝስተ ማይ ቶጎጫሌንፁህ ዑደት ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ሚኒስትራት ማይ ኢጋድ ኣብ ፕሮጀክትን ፅሩይ ዝስተ ማይ ቶጎጫሌንፁህ ዝበፅሐሉ ብርኪ ዑደት ኣሳሊጡ።

ህንፀ ፕሮጀክት ፅሩይ ዝስተ ማይ ከተማ ቶጎጫሌ ብ490 ሚሊየን ብር ወፃኢ እናተሳለጠ ከምዝርከብ ካብ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.