Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣፋውስ ናብቲ ትካል ኣገልግሎት ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣፋውስ ካብ ወፃኢ ተገዚኦም ናብቲ ትካል ኣገልግሎት ከምዝኣተዉ ኤጀንሲ ኣቕራቢ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ኤጀንሲ ዳይሬክተር ምምሕዳር ዕድጊት ኣፋውስን መገልገሊ ኣቑሑት ሕክምናን ኣይተ ናሆም ገመቹ ከምዝገለፁዎ፥ እቶም ኣፋውስ ካብ መወዳእታ ዝሓለፈ ወርሒ ጀሚሮም ኢዮም ናብ መኻዚን እቲ ትካል ኣቲዮም ዘለዉ፡፡

ካብ ሞንጎ እቶም ኣፋውስ ድማ 1 ቢሚሊየን 77ሚሊየን 555 ሺሕን 528 ብር ዋጋ ዘለዎም ኣፋውስ መድሕን፣ 161 ሚሊየን 493 ሺኽን 906 ብር ዋጋ ዘለዎም መሰረታዊ ኣፋውስን 2 ሚሊየን 421 ሺሕን 552 ብር ዋጋ ዘለዎም መሳርሒታት ሕክምና ይርከቡዎም፡፡

እቶም ኣፋውስ ድሌት መድሓኒት ሕብረተሰብ ንምምላእ ከምዝሕግዙ ምግላፁ ካብቲ ኤጀንሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.