Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 37 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ መድሕን ጥዕና ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ 37 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ማሕበረሰባዊ መድሕን ጥዕና ከምዝኾኑ ኤጀንሲ መድሕን ጥዕና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ ቁፅሪ ምስዝሓለፈ ዓመት እንትነፃፀር ናይ 5 ሚሊየን ወሰኽ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ካብዚ ውሽጢ እቶም 7 ሚሊየንን 32 ሺሕን ምኽፋል ዘይኽእሉ ኢዮም ተባሂሉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.