Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጂቡቲ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ መህርቲ 2016/17 ዝኸውን ልዕሊ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ከምዝተጎዓዓዘ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ሎሚ መዓልቲ እውን 550 ሺሕ ኩንታል ኤን ፒ ኤስን ኤን ፒ ኤስ ቦሮን ዘበናዊ ዱኽዒ ዝፀዓነት መርከብ ኣብቲ ወደብ ከምዝበፅሐት ተገሊፁ።

ኣብቲ ወደብ ካብ ዝበፅሐ መጠን ዘበናዊ ዱኽዒ እቲ 3 ሚሊየንን 618 ሺሕን 212 ኩንታል ናብ ውሽጢ ዓዲ ብምግዕዓዝ ብሕብረት ማሕበራት ስራሕ ኣቢሉ ንሓረስቶት ይወሃብ ከምዘሎ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.