Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 87 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ተረባሕቲ ዝገብር ስምምዕነት 30 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋርም ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤምባሲ ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያን ልዕሊ 87 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ተረባሕቲ ዝገብር ስምምዕነት 30 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ።

እቲ ስምምዕነት ኣብ ኢትዮጵያ ንሰለስተ ዓመታት ዝትግበር፣ ተፈጥሮ መሰረት ኣብ ዝገበረ ዘላቒን ኩለ መዳይን ልምዓት ዝጠመተ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብሚኒስቴር ግብርናን ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ደገፍን ክትትልን ዝግበረሉ ከምዝኾነ ድማ ተገሊፁ።

5 ክልላትን 35 ወረዳታትን ተበፃሕቲ ከምዝግበራ ኣብ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.