Fana: At a Speed of Life!

ሓለፍቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ኡጋንዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ክልቲአን ሃገራት ኣድሂቦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ስምምዕነት ዘፈር ሰራዊት ምክልኻል ክልቲአን ሃገራት ዝርከበሉ ብርኪ ዝተዳህሰሰ እንትኸውን፥ ኣብ ቀፃሊ እቲ ስምምዕነት ንምሕዳስ ኣብ ሓበራዊ ምርድዳእ ተበፂሑ፡፡

እዚ እውን እቲ ሰምምዕነት ንምሕዳስ ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፀኢ ብምትሕብባር ንኽፍፀም መምርሒ ተዋሂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.