Fana: At a Speed of Life!

ሓበሬታ ስታትስቲክስ ኣብ ኣፍሪካ ዕቤት ኢኮኖሚን ስራሕቲን ንምስላጥ ወሳኒ ብፅሒት ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበሬታ ስታትስቲክስ ኣብ ኣፍሪካ ዕቤት ኢኮኖሚን ስራሕቲን ንምስላጥ ወሳኒ ብፅሒት ከምዘለዎ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋገሊፀን።

መዓልቲ ስታትስቲክስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ፡፡

እተን ሚኒስትር ኣብ መኸፈቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ዝገበረኦ መደረ÷ ስታትስቲክስ ሓበሬታ ስታትስቲክስ ኣብ ኣፍሪካ ዕቤት ኢኮኖሚን ስራሕቲን ንምስላጥ ወሳኒ ብፅሒት ኣለዎ ኢለን፡፡

ብፍላይ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዘለዎ ግደ ወሳኒ ስለዝኾነ÷ሓበሬታ ስታቲስቲክስ ኣብ ምዝማን ብዕቱብ ምስራሕ ከምዝግባእ ኣመልኪተን፡፡

ዘበኑ ዝበፅሖ ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ሓበሬታ ብፅሬት ምእካብ ከምዝግባእ እውን ምትሕስሳበን ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.