Fana: At a Speed of Life!

ሓውልቲ ኣኽሱም ዳግም ንዑደተኛታት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ )ሓውልቲ ኣኽሱም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዳግም ንዑደተኛታት ክፍቲ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ባህልን ቱሪዝምን ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከተማ ኣኽሱም ኣፍሊጡ።

ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ገብረመድኅን ፍፁምብርሀን፥ ኣብ ከተማ ኣክሱምን ከባቢኣን ዝርከቡ ዝድህሰሱን ዘይድህሰሱን ቅርስታት ንሃወፅቲ ክፍቲ ከምዝኾኑ ተዛሪቦም።

እዚ ንክኸውን ሕብረተሰብ ብገንዘቡ፣ ጉልበቱን ሙዩኡን ዝገበሮ ተሳትፎ ልዑል ከምዝነበረ ገሊፆም።

ሕብረተሰብ ንሃወፅቲ ዝህቦ ኣገልግሎት ክብ ንምባል ዝዓለመ ንሰኣልቲ፣ ኣተርጎምቲ፣ ሰብ ሞያ ባህላዊ ገይፀመይፅን ቅርፃቅርፂን፣ ሰብ ሆቴላት ስልጠና ከምዝተውሃበ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/detailsኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1 ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.