Fana: At a Speed of Life!

ሓይሊ ኣየር ኣብ ወፍሪታት ምኽባር ሕጊን ህብረ ብሀሄራዊ ሓድነትን ልዑል ኣስተዋፅኡ ንዘበርከቱ ኣካላት ሎሚ መዓልቲ ኣፍልጦ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ወፍሪታት ምኽባር ሕጊን ህብረ ብሀሄራዊ ሓድነትን ልዑል ኣስተዋፅኡ ንዘበርከቱ ኣካላት ኣፍልጦ ምሃብን ንላዕለዎት መኮንናት መዓርግ ናይ ምልባስን ስነ-ስርዓት ከምዝካየድ ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን እቲ ሓይሊ ኣየር ኮሎኔል ተሸመ በዳዳ ገሊፆም።

ካብዚ ብተወሳኺ ስልጠና ቴክኒሻንን ኤር ፖሊስን ዝዛዘሙ ኣባላ ሎሚ መዓልቲ ከምዝምረቑ ካብ ፌስቡክ ገፅ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ፕሮጀክታት ማእኸል ሕክምና፣ ተርሚናላት መኣናገዲ በረራን መገደኛታትን እቲ ሓይሊ ኣየር እውን ሎሚ መዓልቲ ክምረቑ ኢዮም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.