Fana: At a Speed of Life!

“ሓዱሽ ወግዒ” ኣብ ዘሳለጦም መድረኻት ዝተልዓሉ ዛዕባታት ዝሓዘ መፅሓፍ ሎሚ ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ “ሓዱሽ ወግዒ” ኣብ ዘሳለጦም መድረኻት ዝተልዓሉ ዛዕባታት ዝሓዘ መፅሓፍ ሎሚ ከምዝምረቕ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣፍሊጡ።

እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ “ሓዱሽ ወግዒ” ሓሳብ ካብ ኣደባባይ ናብ ተምሳሌታዊ ጠረጴዛ ብምምፃእ ባህሊ ዘተን ልዕልነት ሓሳብን ንፖሊሲ እታዎት ዝገበረ ኢዩ።

ብመሰረት እዚ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ “ሓዱሽ ወግዒ” ኣብ ዘሳለጦም መድረኻት ዝተልዓሉ ዛዕባታት ዝሓዘ መፅሓፍ ሎሚ ከምዝምረቕ ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.