Fana: At a Speed of Life!

ሓዱሽ ዓመት ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነተን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት 2015 ዓ.ም ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነተን ኣፍሊጡ።

እቲ በዓል ብሰላም ንክዛዘም ኣብ ሓለዋ ዝተዋፈሩ ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ነህዝቢ ብምቕዳም ዝተውሃቦም ሃገራዊ ልኡኽ ብብቕዓት ብምውፃእ ዝተትሓዘ ሸቶ ምዕዋት ተኻኢሉ ኢዩ ኢሉ።

እቲ በዓል ብሰላም ንክዛዘም ትፅቢት ዝግበረሎም ሓላፍነት ዝፈፀሙ ኣካላት እቲ ግብረ ሓይሊ አመስጊኑ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.