Fana: At a Speed of Life!

ሓዱሽ ዓመት ናይ ውሽጢን ደገን ፈተናታት ሓሊፍና ሓዱሽ ታሪክ እነመዝግበሉ ክኸውን ኢዩ-ሚኒስቴር ሰላም

 

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ናይ ውሽጢን ደገን ፈተናታት ሓሊፍና ሓዱሽ ታሪክ እነመዝግበሉ ክኸውን ኢዩ ክብላ ሚኒስቴር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ወርቅነሽ ብሩ ተዛሪበን።

ወይዘሮ ወርቅነሽ ምስ ግዜኢ ኣብ ዝነበረን ፃንሒት፥ ሰላምን ሓድነትን ሃገርና ብዝበለፀ እነጠናኽረሉን ናብ ዝሓሸ ምዕራፍ እንሰጋገረሉን ክኸውን ኢዩ ኢለን።

ብተወሳኺ ኢትዮጵያ ናይ ቀደም ኣቦታትና ታሪክ ንምድጋምን ሓዱሽ ታሪክ ንምስራሕን ካብ እተካይዶም ምንቅሳቓሳት ሓደ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ሓደ ኢዩ ኢለን።

ኢትዮጵያውያን ናይ ሓባር ፀ ገማትና ብዓወት ንምዝዛም ብሓባር ደው ብምባል ታሪክ ክነመዝግብ ይግባእ አየን ኢለን።

ነዚ ድማ ሓዱሽ ዓመት ናይ ውሽጢን ደገን ፈተናታት ሓሊፍና ሓዱሽ ታሪክ እነመዝግበሉ ክኸውን ኢዩ ክብላ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://wwwሓይሊ outube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.