Fana: At a Speed of Life!

ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ቅልጡፍ ሓገዝ ንምብፃሕ ዘሎ ውዳበ ሙሉእ ዓቕሙ ክጥቀም ኣለዎ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንዝርከቡ ሓገዝ ዘድልዮም ወገናት ቅልጡፍ ሓገዝ ንምብፃሕ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ዘሎ ውዳበ ሙሉእ ዓቕሙ ክጥቀም ከምዝግባእ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ገሊፁ።

ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም (ዶ/ር) ከምዝገለፀኡዎ÷ ንተጎዳእቲ ብቕልጡፍ ሓገዝ ንምብፃሕ ዝለዓሉ ቅርታታት የሃልዉ እምበር ብቀጥታ በቲ ኮሚሽን ሓገዝ ዝግበር ካብ ወረዳ ክሳብ ክልል ካብ ዘሎ ተዋረድ ልዕሊ ዓቒሚ እንትኸውን ኢዩ።

ብምዃኑ ድማ ነዚ ከይዲ ክሳብ ዝሓልፍ ዝረኣዩ ክፍተታ ክህልዉ ከምዝኽእሉ ገሊፆም።

መሰል ቅርታታት ክተርፉ ንምግባር ናይ ተዋረድ ውዳበታት ቅድመ ምድላው ዓቕሞም ምጥንካር ከምዝግበኦም ኣብሪሆም፡፡

ብትእግስት ኣብርሃም

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.