Fana: At a Speed of Life!

ሓገዝ ዝፀዓና መኻይን ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ዓበይቲ መኻይን ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።
እተን ተሽከርከርቲ ብጎንደር ገይረን ናብ ክልል ትግራይ ምእታወን ተገሊፁ።
ኣብ ዝቅፅሉ መዓልቲታት ሃነፅቲ ምግቢ ኝሕብረተሰብ ክከፋፈሉ እዮም።
ኣብ ቀፃሊ እውን ሃነፅቲ ምግቢታት ሓዊሱ ተወሰኽቲ ምግቢን ናውቲ ሕክምናን ናብ ክልል ትግራይ ከምዝልእኽ ኣፍሊጡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.