Fana: At a Speed of Life!

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ንልዕሊ 1 ሺሕ ወገናት ነፃ ሕክምና ሞራ ዓይኒ ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ንልዕሊ 1 ሺሕ ወገናት ነፃ ሕክምና ሞራ ዓይኒ ይህብ ከምዘሎ ተገሊፁ።

እቲ ሆስፒታል ምስ ሂማልያን ካትራክት ዝተብሃለ ዓለም ለኻዊ ገባሪ ሰናይ ብምትሕብባር ኢዩ ነቲ ሕክምና ዝህብ ዘሎ።

ብመሰረት እዚ ካብ 10 ክሳብ 16 ሕዳር 2016 ዓ.ም ንልዕሊ 1 ሺሕ ወገናት ሕማማት ኮቨድን ኮለራን ሓዊሱ ነፃ ሕክምና ሕማም ሞራ ዓይኒን ፀጉሪ ዓይኒን ኣብ ምሃብ ይርከብ ከምዝርከብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.