Fana: At a Speed of Life!

ሓፈሻዊ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓፈሻዊ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣሳሊጡ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ኮሚሽነር ጄነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረ ሚካኤል፣ ሚኒስተር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል፣ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ- ቴሌኮም ፍሬህወት ታምሩን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ተረኺቦም።

እቲ መድረኽ፥ ብብርኪ ሃገር ኣብ ተግባር ምክልኻል ገበን ብኣመራርሓ፣ ኣዛዝነትን ጅግንነትን ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ኣካላት ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብመሰረት እዚ 24 ክፍሊታትን ኣብ ትሕቶኡ ዝርከቡ 6 ተፀዋዕቲ ክፍሊታትን እቲ አፍልጦ ከምዝተውሃበ ግዜኢ ፀብፂቡ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.