Fana: At a Speed of Life!

ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱዓለም፣ ሓመራርሓ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖትን ኣቦታት ሃይማኖትን ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ።

ኣፈፃፅማ ስራሕ ዝሓለፈ በጀት ዓመት፣ ፀብፃብ ኣጠቓቕማ ኦዲትን ፋይናንስን ኣብቲ ጉባኤ ከምዝቐርብ ተሓቢሩ።

ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ምን ትልሚ ፕሮጀክት ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤድ) ብዝምልከት ምይይጥ በምግባር ከምዝፀድቕ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.