Fana: At a Speed of Life!

ሕማም ኮሌራ ብብርኪ ዓለም ብልዑል ኩነታት ይጋደድ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሕማም ኮሌራ ድሕሪ 20 ዓመታት ብብርኪ ዓለም ብልዑል ኩነታት ይጋደድ ከምዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ።

ቅልውላው ኢኮኖሚ፣ ለውጢ ክሌማን ፅዕንቶ ቫይረስ ኮሮናን እቲ ሕማም ብቕልጡፍ ንክላባዕ ዝገብሮ ዘለዉ ምኽኒያታት ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።

ብመሰረት እዚ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ 30 ሃገራት በቲ ሕማም ዝጥቅዑ ቁፅሪ ሰባት ይውስኽ ኣሎ ተባሂሉ።

እዚ ኩነታት ድሕሪ 20 ዓመታት ንፈለማ እዋን ከምዝኾነ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.