Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ኣውሮፓን መንግስቲ ጀርመንን ንብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 22 መኻይን ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሕብረት ኣውሮፓን መንግስቲ ጀርመንን ብሓባር ዘበርከቱሉ 22 መኻይን ተረኪቡ።

ዋና ኣካቢት እቲ ቦርድ ብርቱካን ሚደቅሳ ኣብ ዝተረኸባሉ ዝተፈፀመ እቲ ርኽክብ፥ 12 ሃርድ ቶፕን 10 ፒክ ኣፕ መኻይንን ዘካተተ ኢዩ።

እተን ዋና ኣካቢት፥ ቦርድ መረፃ ኣብ ምንቅስቓስ ሎጂስቲክስ ዘለዎ ውስንነት ብምግላፅ ብመንግስቲ ጀርመን ይኹን ብሕብረት ኣውሮፓ ዝግበሩ ሓገዛት ኣድላዪ ከምዝኾነ ተዛሪበን፡፡

ንዝተገበረ ሓገዝ እውን ምስጋና ኣቕሪበን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.